Efrem Afro

🏙️ Dubai Real Estate Agent 🌟
📍 Specializing in Off-Plan Properties
🏠 Making Your Property Dreams a Reality
🌍 Connecting You to Dubai's Best Investments
🎙️ Podcast Host | 🏡 Real Estate Expert
📩 Message me for Inquiries

31/08/2026

ካብ ብሉጽ ንብረት፡ ክትርአ ይበልጽ

ትሰማምዑ ዲኹም ምስ’ዛ ሓሳብ?
30/08/2026

ትሰማምዑ ዲኹም ምስ’ዛ ሓሳብ?

29/08/2026

ናብ ሕልምና ዘይኮና ንድይብ፡ ናብ ደረጃና ኢና ንወድቕ።

እዛ መልአኽቲ ተድሌኩም ሰባት ጥራሕ ውሰድዋ
29/08/2026

እዛ መልአኽቲ ተድሌኩም ሰባት ጥራሕ ውሰድዋ

28/08/2026

ሕይሊ ቃል

ዝሽየጥ product or service ዘለኩም ሰባት...
27/08/2026

ዝሽየጥ product or service ዘለኩም ሰባት...

27/08/2026

ካብ ተዓዛቢ ናብ ዓሚል ንኽትቅይሮ...

26/08/2026

ምስ ነብስኻ ምዝርራብ ትብዓት ይሓትት'ዩ

25/08/2026

ፍርሒ ኩሉ ግዜ ኣብ ጽሞናዩ ዝጉልብት…

ኮፍ ኢልካ ብዛዕባቲ ክትገብሮ ትደሊ ደጋጊምካ ትሓስብ እንተለኻ እቲ ግበር ዝብለካ ናይ ውሽጥኻ ድምጺ እንዳደኸም ከይትገብር ዝብለካ ድምጺ እንዳዓብለለን እንዳጎልበተን ይኸይድ…

መወዳእትኡ እቲ ግበር ዝብለካ ድምጺ ትዳሂሉ ጠቕሊሉ ምዝራብ ይገድፎ፡ ኩሉ ትሰምዖ ድምጺ ኤእ ግደፍ ጥራሕ ይኸውን…

በንጻሩ ኮፍ ኢልካ ካብ ምሕሳብ ክትንቀሳቐስ ምስ ትጅምር እቲ ግደፍ ክብለካ ዝጸንሐ ድምጺ በቲ ስራሕ ዝብለካ ድምጺ እንዳተዓብለለ የመጽእ፡ ምኽንያቱ ካብ ናይ ሓሳብ ድምጺ ናይ ስራሕ ድምጺ ስለዝዕብልል።

25/08/2026

Link ኣብ Bio ኣለኩም

Address

Dubai

Telephone

+971542433669

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Efrem Afro posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share