Snit Real Estate ስኒት ሪልስቴት

Snit Real Estate ስኒት ሪልስቴት ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ንንግዲን ንዝተፈላለዩ ቢሮታት ዝኸውን ዕዳጋ ማእከል!

11/04/2026

SNIT REALESTATE

11/04/2026

ኣብ ማእኸል ንግዲ ዓዲ ሓቂ መቐለ፤ ግርማ ከተማና ዝኾነ ስኒት ሪልስቴት ንመሸጣ ቀሪቡ ኣሎ!

- ግርማ ከተማ መቐለ 360 ዲግሪ ካብ ላዕሊ እናተዓዘብኩም፤ ንኤሌክትሮኒክስ መገጣጠሚ፣ ንዘመናዊ ስቱድዮታት፣ ንጨርቃጨርቂ ስራሕቲ ወይ ድማ ንዝኾነ ሰፊሕ ቦታ ንዝሓትት ግልጋሎት ዝተመረፀ ደረጃኡ ዝሓለወ ሰፊሕን ብሩህን ክፍሊ ዘለዎ!"

- ንንግድኹም ዝያዳ ዘመናውን ስሉጥን ዝገብር ቅልጡፍን ዘመናውን ሊፍት ዝተገጠመሉ

- ውሕስነትኩምን ድሕንነት ዓማዊልኩምን ንምርግጋፅ፤ ሕድሕድ ደብሪ (Floor) ብዘመናዊ CCTV ካሜራታት ዝተሓለወን ኣብ ትሕቲ ምሉእ ቁፅፅር ዝርከብን እዩ።

- ሎሚ ዓዲግኩም ፅባሕ ስራሕ እትጅምርሉ እዩ፤ ምኽንያቱ ሙሉእ ሕጋዊ ሰነዳቱ ዛዚሙ ሕድሕድ ካርታ ዝሓዘ ብሉፅ ህንፃ ስለዝኾነ

- ከም ድሌትኩምን ዓቕምኹምን፤ ካብ 10 ካሬ ጀሚሩ ክሳብ ሙሉእ ደብሪ (Floor) ዓዲግኩም ካርታኹም እንትቕበሉ ባዕልኹም ክትሰርሑሉ ወይ ድማ ኣካሪኹም ቀዋሚ ኣታዊ እትረኽቡሉ ዘተኣማምን ናይ ትርፊ ማዕፆኹም እዩ!

- ብተወሳኺ ድማ ትካልና ስኒት ሪል ስቴት ኣብ ንግዲ ቦታታት ጥራሕ ኣይኮነን ዝሰርሕ፤ ንመንበሪ ዝኸውን ኣብ ከባቢ 70 ካሬ መስመር ባቡር ሃዲድ ቦታ ገዚእና ኣለና፤ ኣብ ቀረባ እዋን ህንፀቱ ክንጅምር ምዃና ብሓጎስ ንገልፅ።

ሎሚ ኣብ ንግዲ ኣለና ፅባሕ ድማ ኣብ መንበሪኹም!

ዝርዝር ሓበሬታ ንምርካብ ኩሉሻዕ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ዓዲ ሓቂ ሓሸንገ ፊት ንፊት ዝርከብ ናይ ባዕልና ህንፃ 3ይ ደብሪ ምምፃእ ይኸእሉ እዮም።

+251 91 431 5579
+251914314179

ርሑስ በዓል ትንሳኤ
ስኒት ሪል ስቴት
ንብሩህ መፃኢኹም

19/03/2026

መቐለ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ #ስኒት ሪል እስቴት @0914315579

Address

መቐለ 11 ቀበሌ ፊት ንፊት ሓሸንገ ኮሌጅ
Mekelle

Telephone

+251914315579

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Snit Real Estate ስኒት ሪልስቴት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Snit Real Estate ስኒት ሪልስቴት:

Shortcuts

Share

Category