Ge'ez Real Estate

Ge'ez Real Estate Real Estate Development

10/09/2024
ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ን2016 ዓ.ም በዓል ዓርቢ ስቅለት ብሰላም ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና
03/05/2024

ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ን2016 ዓ.ም በዓል ዓርቢ ስቅለት ብሰላም ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና

ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!
06/01/2024

ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!

19/12/2023

ንኩለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣክስዮን ማሕበር
ጉዳዩ፦ ብዛዕባ ፃዊዒት ህፁፅ ኣኬባ ይምልከት
ኣብ ር/ዋኒኑ ከምዝተሓበረ ብዛዕባ ሕዚ ዘሎ ህልዊ ኩነታት ምንቅስቃስ ማሕበርና ብዝርዝር ንምምይያጥ ኩለኹም ኣባላት ማሕበርና ንዕለት 11/04/2016 ዓ.ም ሓሙስ ልክዕ ሰዓት 10:00 ኣጋ ምሸት ኣብ ዶቭ ካፌ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ንክትርከቡልና ብክብሪ ንዕድም።
ል.በ
ካብ ኣኬባ ምትራፍ ኣይፍቀድን

እንዃዕ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ሕዳር 12/2016 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!
21/11/2023

እንዃዕ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ሕዳር 12/2016 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!

ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ን2016 ኣ/ግ ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኹም፣ ኣብፀሐና
11/09/2023

ንኹለኹም ኣባላት ግእዝ ሪል እስቴት ኣ/ማሕበር እንዃዕ ን2016 ኣ/ግ ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኹም፣ ኣብፀሐና

05/09/2023

ልኡኽና
ብተመጣጣናይ ዋጋ ሰሪሕና ብነቅርቦም ኣባይቲ ርውየት ዓማዊልናን መዳርግትናን ኣብ ኣዝዩ ድልዱል ሰረት ብምቅማጥ ትካልና ተመራፃይ ኽኸውን ምስራሕ

05/09/2023

ራኢና
ትካልና ሰሪሑ ብዘቕርቦም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ኣባይትን ብዝህቦም ካልኦት ግልጋሎታትን ብኹሎም ዓማዊሉን መዳርግቱን ተመራፂ ትካል ኾይኑ ምርኣይ

President and vice president of our company
25/08/2023

President and vice president of our company

Directorate Board of Ge'ez Real Estate Share Company
25/08/2023

Directorate Board of Ge'ez Real Estate Share Company

ሩሑስ በዓል ኣሸንዳ ንኹለኽን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝትርከባ ዋዕሮታት ተጋሩ፣ በዓልክን ናይ ሰላም፣ ናይ ሕውየትን ቅሳነትን ኽኾነልክን ሰናይ ትምኒትና ንገልፅ!ግእዝ ሪል እስቴት ኣክስዮን...
22/08/2023

ሩሑስ በዓል ኣሸንዳ ንኹለኽን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝትርከባ ዋዕሮታት ተጋሩ፣
በዓልክን ናይ ሰላም፣ ናይ ሕውየትን ቅሳነትን ኽኾነልክን ሰናይ ትምኒትና ንገልፅ!
ግእዝ ሪል እስቴት ኣክስዮን ማሕበር

Address

Mekelle

Telephone

+251944249933

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Ge'ez Real Estate posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category