30/06/2026
🌟 ገዛ (House) ብእምኒ፣ ብሓሸዋን ስሚንቶን ይስራሕ፤ ምዉቕ መንበሪ (Home) ግና ብፍቕሪ፣ ስድራን ሰላምን ይህነፅ! 🌟
ኣብ ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት፡ ሓደ ብዕምቆት እንኣምነሉ ሓቂ ኣሎ! ንሱ ድማ ዓማዊልና ካባና ክዕድጉ እንከለዉ፡ መንደቕን ናሕስን ዘለዎ "ገዛ" ጥራሕ ኣይኮኑን ዝዕድጉ ዘለዉ።
እኳ ድኣ፡
✨ ደቆም ብሓጎስ ዝዕምብቡሉ
✨ ምስ ስድራቤቶም ምዉቕ ዝኽርታት ዝሃንፅሉ
✨ ድሕሪ ናይ ምሉእ መዓልቲ ድኻም፡ ናይ ኣእምሮ ዕረፍትን ሰላምን ዝረኽቡሉ "መንበሪ" (Home) እዮም ዝዕድጉ!
ንሕና ነዚ ስለንኣምን፡ ነፍሲ-ወከፍ እንሃንፆ ኣባይቲ፡ ድሕንነቱ ዝተሓለወ፣ ዘመናውን ንቤተሰብኩም ምቹእን ክኸውን ለይትን ቀትሪን ንሰርሕ። ሂወትኩምን መፃኢኹምን ዝህነፀሉ ምዉቕ መንበሪ ንምርካብ፡ ሎሚ እዋኑ እዩ!
🔑 ሕዚ ውን ናይ ሂወትኩም ዝበለፀ ውሳነ ንምውሳን ምስ ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት ሓቢርኩም ስርሑ!
📞 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅርና ይደውሉ፡ 0914706122
📍 ኣድራሻና፡ መቐለ፣ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ፎቕ ትሕቲ ሆቴል ኣኽሱም
📍 ቅርንጫፍ ኣዲስ ኣበባ፦
ዝርከበሉ ቦታ/ህንፃ፦ [ኣዲስ ኣበባ 22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል ኣብዝወስድ መስመር]
ስልኪ ቁፅሪ፦ 📞 [+251981646278]
📍 ቅርንጫፍ ሽረ እንዳስላሰ፦
ዝርከበሉ ቦታ/ህንፃ፦ [ሽረ እ/ስላሰ ግብኣስ ህንፃ 3ይ ፎቕ ቢሮ ቁፅሪ 31]
ስልኪ ቁፅሪ፦ 📞 [+251911936866]
🌐 ድረ-ገጽና፡ https://hornafricacti.com/
# Africa Construction, Trade and Industry S.C. #