ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር/ Tsilal Habar Realestate

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር/ Tsilal Habar Realestate

ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር/ Tsilal Habar Realestate Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር/ Tsilal Habar Realestate, Real Estate, Mekelle.

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን በዐቢይ ሀይል ወሥልጣንኣሰሮ ለሰይጣንኣግዓዞ ለኣዳምሰላም እምይእዜሰ ኮነፍስሓ ወሰላም።" ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልኩም። 🙏
11/04/2026

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን በዐቢይ ሀይል ወሥልጣን
ኣሰሮ ለሰይጣን
ኣግዓዞ ለኣዳም
ሰላም እምይእዜሰ ኮነ
ፍስሓ ወሰላም።"

ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልኩም። 🙏

 #ስቕለት ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ስቕለት ጎይታናን መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እናበልና ፤ በዓሉ ናይ ሰላም ፍቕርን ሓድነትን ክገብ...
10/04/2026

#ስቕለት

ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ስቕለት ጎይታናን መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እናበልና ፤
በዓሉ ናይ ሰላም ፍቕርን ሓድነትን ክገብረልናን ዓድና ድማ ሙሉእ ሰላም ሂቡ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰሪሑ ዝልወጠሉ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ድማ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ምስ ስድርኡ ዝራኸበሉን ኣብ ዓዱ ዘልመዐሉን ዘመን ክኾነልና ንምነ።

ርሑስ በዓል ስቕለት!
#ስቅለት #ዓርብ #ትንሣኤ

ብምኽንያት ቅልጡፍ ዕቤት ፕሮጀክትታትና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካሬ ሜትር (sqm) ናይ 5,000 ብር ወሰኽ ዋጋ ክንገብር ምዃንና ንሕብር።(ዓድሓ ሳይት)​ይኹን እምበር ፤ ነቶም ...
30/03/2026

ብምኽንያት ቅልጡፍ ዕቤት ፕሮጀክትታትና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካሬ ሜትር (sqm) ናይ 5,000 ብር ወሰኽ ዋጋ ክንገብር ምዃንና ንሕብር።(ዓድሓ ሳይት)

​ይኹን እምበር ፤ ነቶም ቅልጡፍ ስጉምቲ ንእትወስዱ ዓማዊልና ፍሉይ ዕድል ኣዳሊናልኩም ኣለና።
እቲ ዕድል፦ ኣብ ውሽጢ ዝመጹ 48 ሰዓታት ጥራሕ ቅድመ-ክፍሊት (Down payment) ንእትፍፅሙ ዓማዊልና፡ በቲ ናይ ቀደም (ዘይወሰኸ) ዋጋ መፅለሊኹም ክተትሕዙ ከምትኽእሉ ክንሕብረልኹም ንፈቱ ።
​እዚ ንኢንቨስትመንትኩም ዝኸውን ወሳኒ ዕድል ከየምልጠኩም።

ድሕሪ እዚ ዝተጠቐሰ ግዘ፡ እቲ ሓድሽ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ኩሉ ብማዕረ ተፈጻሚ ክኸውን እዩ።
ስለዚ ሐዚ ብምድዋል መፅለሊኦም የትሕዙ።
whatsapp: +251-985-786-368

ል.በ :ቅድሚ ሐዚ ዝተመዝገብኹም ዓማዊልና በቲ ዝተመዝገብኹምሉ ዋጋ ትቕፅሉ ምዃንኩምን እዚ ናይ ዋጋ ወሰኽ ዘይምልከተኩም ምዃኑ ክንሕብረልኹም ንፈቱ።

27/03/2026

እቲ እንሸጦ ዘለና ገዛ ጥራሕ ዘይኮነስ ምችው ዝኾነ ናይ ኣነባብራ ዘዴ(lifestyle) እውን እዩ።

ኣብዚ ንምንባሩ ምቹው ዝኾነ ቦታ ሐዚ መፅለሊኦም ይዓድጉ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ
098 578 6368
telegram :

27/03/2026

ከይዲ ህንፀት ሳይት ዓድሓ ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ኣብ ምስላጥ ይርከብ 🔥

እዚ ዕድል ከየምልጦም...
ኣብ ዝተመረፀ ቦታ ፣ ፅሬት ብዘለዎም ሰብ ሞያን ማተርያላትን ህይወት ቅልል ኢልዎም ዝነብሩሎም ደረጅኦም ዝሓለው መንበሪ ኣፓርታማታት ኣብ ምህናፅ ንርከብ።

ብ 10% ቅድመክፍሊት ናይ መፃኢ ገዝኦም ሐዚ የውሕሱ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ
whatsapp: +251985786368
telegram:

እቲ እንሃንፆ ዘለና ህንፃ ህንፃ ጥራሕ ኣይኮነን ብሩህ መፃኢ እውን እምበር! ኣብ ማእኸል ከተማ መቐለ ዓድሓ ኣብ ወሰን ኣስፋልቲ ንመንበርን ንኢንቨስትመንትን ምችው ዝኾነ ኣብ ወሰን 30 ኣስ...
24/03/2026

እቲ እንሃንፆ ዘለና ህንፃ ህንፃ ጥራሕ ኣይኮነን ብሩህ መፃኢ እውን እምበር!
ኣብ ማእኸል ከተማ መቐለ ዓድሓ ኣብ ወሰን ኣስፋልቲ ንመንበርን ንኢንቨስትመንትን ምችው ዝኾነ ኣብ ወሰን 30 ኣስፋልቲ ዝዓረፈን እስካብ 2ይ ደብሪ ዘሎ ከም ባንኪ ፣ ካፌን ሱፐርማርኬትን ዝኣመሰሉ ንግዳዊ ትካላት ዝሓዘ ከምኡድማ ዝ/ዩ ከም ቤት/ት/ቲ ፣ ሆስፒታል ፣ ትካላት ሃይማኖት ፣ሆቴላት ፣ መዐደሊ ነዳድን ዝኣመሰሉ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብቐረባ ርሕቐት ዝረኽቡሉ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ
whatsapp: +251985786368
telegram:

ዒድ ሙባረክ🕋ትካልና ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥር በዓል ብሰላም ኣብፀሐኩም እናበልና ፤ ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ደረጅኦም ዝሓለው ኣፓር...
20/03/2026

ዒድ ሙባረክ🕋
ትካልና ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥር በዓል ብሰላም ኣብፀሐኩም እናበልና ፤ ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ደረጅኦም ዝሓለው ኣፓርታማታት ንዓማዊልና ሃኒፅና ንምርካብ ኣብ ምስራሕ ንርከብ እንትንኸውን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንእትርከቡ ደለይቲ ገዛ ኩለኹም ብ10% ቅድመክፍሊት ናይ መፃኢ ገዛኹም ክተውሕሱ ንላቦ።

ዒድ ሙባረክ!
#ትግራይ

10% ቅድምያ ብምኽፋል ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ትርከብዎን 70/30 ናይ ልቓሕ መማረፂ ዝተዳለወሎም ኣፓርታማ ሐዚ ይዓድጉ። ንዝበለፀ ሓበሬታ whatsapp: +251985786368telegram: ...
18/03/2026

10% ቅድምያ ብምኽፋል ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ትርከብዎን 70/30 ናይ ልቓሕ መማረፂ ዝተዳለወሎም ኣፓርታማ ሐዚ ይዓድጉ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ
whatsapp: +251985786368
telegram:
#ትግራይ

15/03/2026
12/03/2026

Adiha Site Update 🏢
Great news! The foundation work at our Adiha site is almost complete, and construction is moving forward steadily. Our team is working hard to bring this project to life.

⚠️ Only a few units are still available.
If you are in the planning to secure property in Mekelle, this is a great opportunity.
🏡 Reserve your apartment with just a 10% advance payment.

📩 For details and reservations:
WhatsApp: +251 985 786 368
Telegram: tslalhabar_realestate
Secure your home today before the remaining units are gone.

#ትግራይ

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፅላል ሓባር ሪልእስቴት ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር/ Tsilal Habar Realestate posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category